Blog Archives

በርገሳውያን ማሕበራትን ደሞክራስያን

በርገሳዊ (ስቪላዊ) ሕብረተሰብን ደሞክራስያንVisa som PDF

ንኣብነት እቲ ስዊድናዊ ትካል ሓገዝ ሲዳ (SIDA) – ሓያል በርገሳዊ ማሕበር ንምዕባለ ሓያል ደሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ሓጋዚ ምዃኑ ይኣምን።[i]  በርገሳዊ ጽላት ሓደ ካብቶም ኣርባዕተ ኣካላት ናይዚ ትሕት ኢሉ ዝርከብ ሞደል ኮይኑ ብምቕራብ ኣድላይነቱ ኣብ ምትካል ደሞክራስያዊ ምሕደራ ድማ በዚ ዝስዕብ ኣገባብ ክግለጽ ይኽእል፡

  • በርገሳዊ ጽላት (the civil sector) ዓውዲ (arena) ናጻ ዝኾኑ ማሕበራት እዩ።
  • ምትእምማን ክፈጥር ይኽእል።
  • ዓውዲ (arena) ናይ ደሞክራስያዊ መስርሕ እዩ።

ኣብ መወዳእታ ክንርድኦ እንኽል ጉዳይ፡ ሲቪላዊ ጽላት (civil sector’s) ኣብ ምምዕባል ደሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ዝህልዎ ቀንዲ ኣስተዋጽኦ በቲ ዜጋታት ኣብ ጉዳይ ስልጣንን ሓላፍነት ዝህልዎም ርድኢት ብግቡእ ንኽምዕብል ምሕጋዙ እዩ።

[i]

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in Background