Blog Archives

ጉዕዞ ኣብ ምጥራይ ድልዱል በርገሳዊ (ስቪላዊ) ሕብረተሰብ

ጉዕዞ ኣብ ምጥራይ ድልዱል በርገሳዊ (ስቪላዊ) ሕብረተሰብVisa som PDF

ኮንፈረንስ ዘተ (Dialogue conference)

ኣድህቦ ዝተገብረሉ ጉጅለ (Target group)

ምዕባለ ደሞክራስያ ኣብ ሕብረተሰብ ንኽዕምብብ ማእከላይ ዕላምአን ጌረን ዝዋስኣ ማሕበራትን ህዝባዊ ትካላትን

ዕላማ

  1. ብዛዕባ ኣብ መጻኢ ክትግበር ዝሕለን ፕሮጀክት ብዝምልከት ኣብ ሓንጎልካ ምቕራጽ ፣ ጸወታ ብዝትሓወሶ ኣገባብ ዘተ ምክያድን ምግምጋምን ።
  2. እዚ ሓድሽ መርኣያ ብምጉላሕ፡ ደሞክራስያዊ ሓሳባት ዝምዕብለሉ ኣገባብ ቀይስ ወይ መድብ።
Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in Application, Civil Society, na

በርገሳውያን ማሕበራትን ደሞክራስያን

በርገሳዊ (ስቪላዊ) ሕብረተሰብን ደሞክራስያንVisa som PDF

ንኣብነት እቲ ስዊድናዊ ትካል ሓገዝ ሲዳ (SIDA) – ሓያል በርገሳዊ ማሕበር ንምዕባለ ሓያል ደሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ሓጋዚ ምዃኑ ይኣምን።[i]  በርገሳዊ ጽላት ሓደ ካብቶም ኣርባዕተ ኣካላት ናይዚ ትሕት ኢሉ ዝርከብ ሞደል ኮይኑ ብምቕራብ ኣድላይነቱ ኣብ ምትካል ደሞክራስያዊ ምሕደራ ድማ በዚ ዝስዕብ ኣገባብ ክግለጽ ይኽእል፡

  • በርገሳዊ ጽላት (the civil sector) ዓውዲ (arena) ናጻ ዝኾኑ ማሕበራት እዩ።
  • ምትእምማን ክፈጥር ይኽእል።
  • ዓውዲ (arena) ናይ ደሞክራስያዊ መስርሕ እዩ።

ኣብ መወዳእታ ክንርድኦ እንኽል ጉዳይ፡ ሲቪላዊ ጽላት (civil sector’s) ኣብ ምምዕባል ደሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ዝህልዎ ቀንዲ ኣስተዋጽኦ በቲ ዜጋታት ኣብ ጉዳይ ስልጣንን ሓላፍነት ዝህልዎም ርድኢት ብግቡእ ንኽምዕብል ምሕጋዙ እዩ።

[i]

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in Background