Blog Archives

ግዝኣተ-ሕግን ብመጠኑ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ዘለወን ሃገራት

ግዝኣተ ሕግን ብመጠኑ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ዘለወን ሃገራትVisa som PDF

ዕላማ

ኣገባብ መጽናዕቲ ኣብ ፍሉይ ጉዳይ (case study) ብምጥቃም ኣብ ሞንጎ ግዝኣተ ሕግን ብመጠኑ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ዘለወን ሃገራት ዘሎ ርክባት ወይ ዝምድናታት መርምር።
Read more ›

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in Application, na, National Level

ብመጠኑ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ዘለወን ሃገራት

ብመጠኑ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ዘለወን ሃገራትVisa som PDF

ነጻ ምርጻ፣ መሰል ሓሳብካ ምግላጽ ከምኡ ድማ ካልኦት ትካላዊ ዝኾኑ መሰላት (institutionalised rights)፡ ሓንቲ ሃገር ክሳብ ክንደይ ደሞክራስያዊ ስርዓት ከምዘለዋ መምዘኒ ነጥብታት እዩ። እንተኾነ ብመለክዒ ሞደል መባእታ ደሞክራስያ እዘን ሃገራት ዋላ ነዞም ዝተጠቕሱ መለክዒታት የማልኣ ፍጹም ደሞክራስያውያን ክብሃላ ግን አይክእላን። እንተኾነ እዚ ዓቢ መምዘኒታት ደረጃ ማለት ወካሊ ስርዓት ንሓደ ኣገዳሲ ደረጃ ዓቐን ብምምልአን፡ መጠናዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ዘለወን ተባሂለን ክጽውዓ ይኽእላ። ኣስዒብና ነዞም ዝተጠቕሱ መለክዒታት ደሞክራስያ ብመንጽር ሞደል መባእታ ደሞክራስያ፡ ብመሰረት መሰላት ኣብ ነወዳድረሉ እዋን፡

  • ኣብ መንጎ እተን ብመጠኑ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ዘለወን ሃገራት ንምውድዳር በቲ ልሙድን ኣብ መዓላ ዝጸንሑ መዐቀኒ ሞደላት ዘይኮነ፡ ብሞደል መባእታ ደሞክራስያ ኣወዳድር
  • እቶም መሰረታውያን ደሞክራስያዊ ምሕደራ ምህላዎም ወይ ዘይምህላዎም ንምፍላጥ ነተን ዘለዋ ፖለቲካውያን ትካላት መርምር። እቶም ቅድመ-ኩነታት መሰረታውያን ደሞክራስያዊ ምሕደራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመርኮሰ ኣዋጅ መሰል ደቂ ሰባት እዩ።
  • እዘን ልዕል ኢለን ዝተጠቕሳ ፖለቲካውያን ትካላት ብውጽኢት ደረጃ ደሞክራሲ መባእታ ደሞክራስያ ኣብ ክሊ ውሕስነት ሂወት ብምስራዕ ክሳብ ክንደይ ደሞክራስያውያን ትካላት ምዃነን አወዳድር።
  • ናብ ብመጠኑ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ንምስግጋር ዘኽእል ቅድመ-ኩነታት ብምጽብጻብ፡ እዘን ብመጠኑ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ዘለወን ትካላት ናብ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ብምስግጋር፡ ሃገራት ድማ ናብ ግዝኣተ ሕጊ ክሰጋገራ ከማልእኦ ዘለወን ቅድመ-ኩነት ጸብጽብ።
Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in Background, National Level