Blog Archives

ሰለስተ መሰረታውያን ነገራት

ሰለስተ መሰረታውያን ነገራትVisa som PDF

መ ዓልታዊ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዝምልከት፡ ንመነባብሮ ብዙሓት ኣህዛብ ኣብ ሂወቶም ጽልዋ ዘስዕበሎም ውሳነታት ይውሰን። ኣብየናይ መድረኽ ውሳነታት ብድሞክራስያዊ መስርሕ ክኽተሉ ይግባእ፧  መስርሕ ድሞክራስያዊ  ኣገባብ ከ እንታይ ማለት እዩ፧

ነዚ ሕቶ ንምምላስ እዚ ስዒቡ ዝቐርብ ዘሎ ክልሰ-ሓሳባዊ  ድሕረባይታ መባእታ ደሞክራስያ ክቐርብ እዩ። እዚ ስዒቡ ዝቐርብ ዘሎ ሞደል ሓፈሻዊ ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት፡ ካብቶም ዝነኣሱ ጉጅለታት ክሳብ ከም ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኣመሰሉ ዓለምለኻውያን ማሕበራት ከም ሞደል ከገልግል ይኽእል ። እዚ ሞደል ድማ ሰለስተ ደረጃታት ዝሓዘ እዩ።

ሀ. ብመጀመርታ መተካእታ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ክኾኑ ዝኽእሉ ዓይነታት ምሕደራ እንተልዮም ተገንዘብ።

. እዚ ኣገባብ ኣብ ምምራጽ መትከላት ደሞክራስያ የብጽሕን ደሞክራስያዊ ምሕደራ ኣበየናይ እዋን ዝበለጸ ውጽኢት ክህበና ከምዝኽእልን የብርህ።

. ካብቶም ዝቐረቡ ምርጫታት፡ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ተመራጺ ኮይኑ ምስዝርከብ እቲ ስዒቡ ዝቐርብ ሕቶ ነዚ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ከመይ ጌርካ ኣብ ግብሪ ተውዕሎ ዝብል ሕቶ እዩ።

a

Read more ›

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in ABC of Democracy, Background, na