Blog Archives

መባእታ ደሞክራስያ

Visa som PDF

መባእታ ሰነድ (ABC-folder A5)

ብዛዕባ ደሞክራስያ ዘሎና ኣረኣእያ ብሕጽር ዝበለ መግለጺ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ። ድሕሪ ኣብ ኮርስ ወይ ዎርክሾፕ ምስታፍ እዚ መግለጺ ንተሳተፍቲ ብጽሑፍ ክዕደል ይክኣል።

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in Application

ሰነድ ገምጋም (Asessment form)

ሰነድ ገምጋም (Asessment form)Visa som PDF

እዚ ቅጥዒ (form) ብሓባር ምስ ሰነድ ”መድረኽ ደሞክራስያ” ንምጥቃም ኣዳሉ።

m

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in ABC of Democracy, Application

መድረኽ ደሞክራስያ (a democratic platform)

መድረኽ ደሞክራስያ

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in ABC of Democracy, Application, na

ማሕበር (association)

ማሕበር

ዕላማ

ተሳተፍቲ ነዚ ዝስዕብ ንምትግባር ዕድል ሃብ፡

  • ደሞክራስያውያን ቅድመ-ኩነታትን መሰረታውያን መትከላትን ብመጀመርያ ኣብ ገዛእ ርእሶም ከዘውትሩ
  • ደሞክራስያዊ ማሕበር ምቛም እንታይ ማለት ምዃኑ ኣብርህ
  • ኣብ መንጎ ማዕረ ጠመትን (Equal consideration) መሰል ነጻነትን (Personal autonomy) ንዝህሉ ውጥረታት (tension) ተመኩሮ ንምድላብ ወይ ብግብሪ ንምርዳእ ኣገባብ ውዕይቲ ኩርሲ (Hot seat session) ከም ናይ መመሃሪ ምሳሌ ንምጥቃም ኣብ ኣገባብ ሜላ (Metodbank) ተመልከት።

Read more ›

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in ABC of Democracy, Application, na

ምርጫታት ጴጥሮስን ጳውሎስን

ምርጫታት ጴጥሮስን ጳውሎስንVisa som PDF

መተካእታ ደሞክራስያዊ ምሕደራ                                            Visa som PDF

ዕላማ

  • ኣብ መንጎ ቀየድቲ ውሳነታትን (binding decisions) ወለንታዊ ወይ ፍታዊ (voluntary negotiations) ዘተን ንዝህሉ ፍልልያት እዚ ዝስዕብ ወጣሪ ዛንታ ብምጥቃም ኣብርህ።
  • ኣብ መንጎ ደሞክራስያዊ መስርሕ – ሞግዚታውነት (guardianship) ወይ ድማ ፋሉለነት (anarchy) ዝህሉ ፍልልያት ድሕሪ ምግላጽ፡ ሞግዚታውነት ወይ ድማ ፋሉልነት ፍታሕ ኣብ ምምጻእ ዝያዳ ዝውቱራት ኮይኖም ከም ዝርከቡ ኣብርህ።

Read more ›

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in ABC of Democracy, Application

ሰለስተ መሰረታውያን ነገራት

ሰለስተ መሰረታውያን ነገራትVisa som PDF

መ ዓልታዊ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዝምልከት፡ ንመነባብሮ ብዙሓት ኣህዛብ ኣብ ሂወቶም ጽልዋ ዘስዕበሎም ውሳነታት ይውሰን። ኣብየናይ መድረኽ ውሳነታት ብድሞክራስያዊ መስርሕ ክኽተሉ ይግባእ፧  መስርሕ ድሞክራስያዊ  ኣገባብ ከ እንታይ ማለት እዩ፧

ነዚ ሕቶ ንምምላስ እዚ ስዒቡ ዝቐርብ ዘሎ ክልሰ-ሓሳባዊ  ድሕረባይታ መባእታ ደሞክራስያ ክቐርብ እዩ። እዚ ስዒቡ ዝቐርብ ዘሎ ሞደል ሓፈሻዊ ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት፡ ካብቶም ዝነኣሱ ጉጅለታት ክሳብ ከም ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኣመሰሉ ዓለምለኻውያን ማሕበራት ከም ሞደል ከገልግል ይኽእል ። እዚ ሞደል ድማ ሰለስተ ደረጃታት ዝሓዘ እዩ።

ሀ. ብመጀመርታ መተካእታ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ክኾኑ ዝኽእሉ ዓይነታት ምሕደራ እንተልዮም ተገንዘብ።

. እዚ ኣገባብ ኣብ ምምራጽ መትከላት ደሞክራስያ የብጽሕን ደሞክራስያዊ ምሕደራ ኣበየናይ እዋን ዝበለጸ ውጽኢት ክህበና ከምዝኽእልን የብርህ።

. ካብቶም ዝቐረቡ ምርጫታት፡ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ተመራጺ ኮይኑ ምስዝርከብ እቲ ስዒቡ ዝቐርብ ሕቶ ነዚ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ከመይ ጌርካ ኣብ ግብሪ ተውዕሎ ዝብል ሕቶ እዩ።

a

Read more ›

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in ABC of Democracy, Background, na

ክልተ ገጻት ደሞክራስያ

ክልተ ገጻት ደሞክራስያVisa som PDF

ዕላማ  

  • ኣባላት ማሕበር ኣብ ጉዳይ ደሞክራስያ ዘለዎም ርድኢትን ኣጠማምታን መጽናዕቲ ኣካይድ
  • ተሳተፍቲ ንዝህልዎም ስምዒታትን ትዕዝብትን ሓሳቦም ንምግላጽ ዕድል ክረኽቡ፡ ዘተ ኣርባዕተ-ኩርንዓት ንኸካይዱ ግዜ ሃብ

(ኣገባብ ሜላ ተመልከት)

Read more ›

Share:Email this to someoneShare on FacebookShare on Google+Tweet about this on TwitterShare on LinkedInPrint this page
Posted in ABC of Democracy, Application